ዉግእ ኢራን ፈጢርዎ ዘሎ ክብሪ ዋጋ ነዳዲን ስግኣት ቁጠባዊ ቅልውላውን፡ cover art

ዉግእ ኢራን ፈጢርዎ ዘሎ ክብሪ ዋጋ ነዳዲን ስግኣት ቁጠባዊ ቅልውላውን፡

ዉግእ ኢራን ፈጢርዎ ዘሎ ክብሪ ዋጋ ነዳዲን ስግኣት ቁጠባዊ ቅልውላውን፡

Listen for free

View show details

About this listen

ውግእ ኢራን ናብ ዝሰፍሐ ዞባዊ ግጭት ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዋጋ ነዳዲ ካብ ብዙሕ ዓመታት ዘይተራእየ ሰማይ ዓሪጉ ። ዝተናውሐ ኲናት ፡ ሰንሰለት ቀረብ ጸዓት ከይዕንቅፍን ሓደገኛ ሳዕቤን ከይህልዎ ተሰጊኡ ኣሎ ፡ ብፍላይ ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ዝርከብ ቀንዲ መስመራት መጓዓዝያ ብምዕጻዉ እቲ ስግኣት ኣብ መላእ ዓለም ኣንጸላልዩ ይርከብ ። ተንተንቲ ከም ዝገልጽዎ ፡ ጽልዋታት ድሮ ይርአ ኣሎ ፣ በዚ ከኣ ነቲ ዓለምለኻዊ ቊጠባዊ ለውጢን ናህሪ ዋጋን ጽልዋ ክህልዎ እዩ ።.
No reviews yet